Résumé :
|
ኣብዛ ናይ እኵብ ግጥምታት መጽሓፍ፡ ገጣሚ ድሎ ኢሉ ፍልዩ ቅርጺ ግጥምታት ክፈጥር ፈቲኑ ኣሎ። ምስ ሓሙሽተ ስልክታት መሰንቆ (ክራር) ኣመሳሲሉ ዝሰየሞ ቅዲ፡ ብዙሕ ካብ ታሪኽ ቋንቋ ግዕዝ ተለቂሑ ኣብ ጥቕሙ ኣውዒሉ ይርከብ። እዞም ኣብ ሽውዓተ ምዕራፋት ዝተመደቡ ግጥምታት፡ ብቛንቋ እንግሊዝኛውን ገጣሚ ባዕሉ ተርጒሙዎ ይርከብ።
Dans ce recueil de poèmes, le poète a tenté de créer une forme unique de poésie. Il a comparé le style aux cinq cordes du violon, empruntant beaucoup à l'histoire de la langue éthiopienne. Les poèmes, divisés en huit chapitres, ont également été traduits en anglais par le poète lui-même.
|